ኣገባባት ዝንታወ ኣብ ገድለ ኣዳምን ገድለ ኣብርሃምን
Published in East African Journal of Health Sciences • Jul 20, 2025
Authors:,,
Hafte Nigus Gebregergis
Tesfaye Mesele Zinabu
Getahun Mesele Melku
Abstract
ገድለ ኣዳምን ገድለ ኣብርሃምን ተጋድሎኣዊ ሕይወት ኣዳምን ኣብርሃምን ዘዘንትዉ፣ ነገረ ፍጥረትን ተፈጥሮን ዝነግሩን ህላወን ሕልፈትን ዓለምን ተፈጥሮኣን ዘረድኡን ኣካል ጥንታውያን ስነ ፅሑፍ ግእዝ እዮም። እዚ መፅናዕቲ ኣብዞም ክልተ ገድልታት እንታይ ዓይነት ኣገባባት ዝንታወ ምህላዎም ንምንፃር ተሳሊጡ። ዳህሳስ ሰነድ ብምክያድ ገለፃ ትሕዝቶ ስለ ዘቕርብ ዓይነታዊ መፅናዕቲ እዩ። ኣብቶም ዝረአዩ መግለፅታት ዝርከቡ ኣገባባት ዝንታወ ገለፃውን ፍካረኣውን ሜላታት ትንተና ብምጥቃ...
Finding related papers...
Discussions
(0)No comments yet
Be the first to share your thoughts!