NobleBlocks
Public

ግቡእነት ሜላ ኣቀራርባ መምህራን ትሕዜቶ ክእለት ንባብ ትግርኛ ዒስራይ ይክፌሊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ራእሲ ኣሉላ ከተማ ዒብዪዒዱ

Published in Mekelle University Institutional Repository (MU-IR) • Dec 25, 2025
Authors:
ተካ ገብረግዮርጊስ ኪዲነማርያም

Abstract

ናይዙ መፅናዕቲ እዙ ርእሲ ግቡእነት ሜላ ኣቀራርባ መምህራን ትሕዜቶ ክእለት ንባብ ትግርኛ ዒስራይ ክፌሊ ካልኣይብርኪ ቤት ትምህርቲ ራእሲ ኣሉላ ከተማ ዒብይ ዒዱ ከመይ ከም ዗ምህሩን ዗ለዎም ክፌተት(ሕፅረት)እንታይ ከም ዜመስሉን መፌትሒ ሓሳባት ከመይምስትኽኻል ከም ዜካኣልን ዲህሳሳዊ መፅናዕቲ ተኻይደ። እዙ ኣመራርፃ ተፀናዕቲ ድማ ኣብቲ ዜተጠቐሰ ቤት ትምህርቲ ዗ምህሩ ናይ ትግርኛ መምህራን ንኹሎም ኣሳታፉ ብዜኾነ ኣገባብ ተጠቒሙ መፅንዑ ኣካል መፅኔዕቱ ኣካይደ። እዙመፅናዕቲ...

Finding related papers...

Discussions

(0)

No comments yet

Be the first to share your thoughts!